ምልክታ
ናይ ኢትዮ-ቴሌኮም ናይ "የእናት መቀነት የኪስ ገንዘብ ድጋፍ" ተጠቀምቲ ንክትኮኑ ተመዝጊብኩም ዝነበርኩም እቲ ክፍሊት በቴሌ ብር ስለዝኮነ:-
1.እቲ ዘመዝገብክምዎ ስልኪ ቁፅሪ ብ ሽምኩም ምካኑ አረጋግፁ፥ተዘይኮይኑ ናብ ቴሌ ብምካድ ሽምኩም ቀይርዎ(መለለዪ መንነት ምሓዝ ከይትርስዑ)::
2.በድሕሪ'ዚ ቴሌ ብር አካውንት ምክፋትኩም አረጋግፁ::
N.B-ናይ መወዳእታ ዕለት ሰሉስ እዩ::እዘን ረቋሕታት ዘየማላእኩም ተምሃሮ ካፍቲ ሓጋዝ ተሳተፍቲ ከይኮንኩም ትተርፉ አለኩም::

👍13