ቤት ፅሕፈት ተማሃሮ ህብረት
ዩኒቨርስቲ መቐለ
።።።።
ብመፈለምታ ንመቐለ ዩኒቨርስቲ ሰራተሕተኛንን ተምሀሮ እንኳዕ ናብዛ ዕለት አብፀሐና እናበልና ብተወሳኺ ወን ንተምሀሮና ዳግማይ እንኻዕ ደሓን መፃእኩም ንብል፥ዩኒቨርስቲና ፅባሕ ሓምለ ቀዳም 29/11/2015 ዓ.ም ሰዓት 2:00 አብ አዳራሽ ምትኩ ሀይለ ዘዛጋጀዎ ናይ እንኳዕ ድሓን መፃኩም ፕሮግራም ስለዘሎ ሕድሕድ ተምሀሮና ንክትርከብን ናይቲ ፕሮግራም ተሳተፍቲ ንክትኮኑ ብዝለዓለ ትሕትና ንዕድም::

We are ready to accept our sts to the
Welcome program!!
please join us!
Welcome program!!
please join us!